ምስ ነቢይ ዮናስ ናብ ሰብ ነነዌ ተልእኮ ካህናት ኣብ ጒዕዞ ዓብይ ጾምን፣ ኣብ ጽንኩር ጊዜ ኮሮና ቫይሩስን ፳፻፲፫ ዓ.ም.ግ.- 2021 ዓ.ም.ፈ. ብፁዕ ሊቀ ጳጳሳት ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ክቡራን ጓሶት ሕዝበ እግዚኣብሔር፣ ቅድሚ ኩሉ “ጸጋ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኲልኻትኩም ይኹን” (ፊል 4:23) ብምባል ንነፍስ ወከፍኩም ልባዊ ሰላምታይ ኣቕርበልኩም። ኩልና ከም […] ምስ ነቢይ ዮናስ ናብ ሰብ ነነዌ
ሓዋርያዊ መልእኽቲ ር. ሊ. ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ ኣብ መበል 150 ዓመት ዝኽሪ ኣዋጅ ቅዱስ ዮሴፍ ሓላዊ ኵላዊት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሓዋርያዊ መልእኽቲ ር. ሊ. ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ ኣብ መበል 150 ዓመት ...
ክብረ በዓል ኣዴና ኪዳነ ምሕረት ፲፮ የካቲት ፳፻፲፫፣ 23 የካቲት 2021 ኃዘን ዝፈተነ/ዝጠዓመ እዩ፣ ኃዘን ዝርድኦ ክቡር ሕዝበ እግዚኣብሔር፣ ሰላም እግዚኣብሔርን፣ ጽላል ኣዴና ኪዳነ ምሕረትን ወትሩ ኣይፈለኹም እናበልኩ ልባዊ ሰላምታይ ኣቕርበልኩም። ዝሓለፈ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል ርእሰ ኣድባራት ሕንጻ ቤተክርስትያን ኪዳነ ምሕረት ኣሥመራ፣ ከነብዕል ክንደይ ዓጀብን ዋዕዋዕታን ነቢሩ። ሎምዘመን ግን ከም […] ክብረ በዓል ኣዴና ኪዳነ ምሕረት 2021