Recent Posts
- መልእኽቲ ሓድሽ ዓመትን ሓንሰ መስቀለ 2026 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ Archbishop Menghesteab’s New Year Message
- መልእኽቲ በዓል ፋሲካ 2026 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ
- ክብረ በዓል ኣዴና ኪዳነ ምሕረት 02-23-2026
- መልእኽቲ በዓለ ልደት 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም
- ሓዋርያዊ መሌእኽቲ ርእሰ ሉቃነ ጳጳሳት ሌዮን መበሌ 14
- መልእኽቲ ሓድሽ ዓመትን ሓንሰ መስቀለ 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ Archbishop Menghesteab’s New Year Message
- ንዝኽሪ ጽንብል ር.ሊ.ጳ. ልዮን XIV
- መልእኽቲ በዓል ፋሲካ 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ
- ፍኖተ – መስቀልን ካልእ ጸሎታትን
- ንግደት፡ ቅዱስ ቦታታትን፡ ስርየት ሓጢኣትን
Archives
Vatican News – ትግርኛ
- ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መግቢ፡ ምዝባዕ ከባቢያዊ ኣየር ኣብ ኣመጋግባ ህጻናት ሓደጋ የስዕብ October 17, 2026ዓለም ሓቆፍ ትካል ሓልዮ ሕጻናት - UNICEF ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ መግቢ፡ ኣብ መንጎ ቅልውላው ከባብን ሕጽረት መግቢ ህጻናትን ዘሎ ምትእስሳር የጉልሕ፡ ምውሳኽ ሙቐት ዓለም፡ ክሳብ 2050 ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ተወሰኽቲ ህጻናት ብሕጽረት መግቢን ድኹም ዕብየትን ክሳቐዩ ከምዝኽእሉ የጠንቅቕ። ንኩሉ ኣንብብ
- ኢንዶነዥያ፡ ካቶሊካውያን መናብርተ ጥበብ ኣብ ዘመነ ሰብ ስርሖ ኣስተውዕሎ ንትግባረ ግሩም ሰብኣውነት October 17, 2026ካብ ሓሙሽተ ካቶሊካውያን መናብርተ ጥበብ ዝመጹ 22 ተማሃሮ ስነ ሓበሬታን መራኸቢ ብዙሓንን ፡ ኣብ ዮግያካርታ ኣብ ዝካየድ ናይ ሽዱሽተ መዓልታት መደብ፡ ሰብ ሰርሖ ኣስተውዕሎ ክብሪ ሰብውነት ሰብ እናሓለወ ንሰባትን ማሕበረሰባትን ብኸመይ ከገልግል ከምዝኽእል መኺሮም። ንኩሉ ኣንብብ
- ኣብ መላእ ዓለም ቍጽሪ ካቶሊካውያንን ካህናትን ይውስኽ October 17, 2026ቅድሚ ዕለት 17 ጥቅምቲ ሰንበት ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ ተልእኾ፡ ፊደስ ኣገልግሎት ዜና ወግዓዊ ዝገበሮ ኣሃዛዊ ጸብጻብ 2026፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣህጉር ቁጽሪ ካቶሊካውያን እናወሰኸን ቅጽሪ ካህናት እውን ክብ ኣናበለ ይኸይድ ከም ዘሎን ብምምልካት፡ ደቁ ኣብስትዮ ኣባላት ማሕበራት ሰብ ውፉይ ህይወትን ተመሃሮ ዓቢይ ቤት ትምህርቲ ዘርኣ ክህነትን ቍጽሪ ምንካዩ ዘረጋግጽ ከም ዝኾነ ዜና ቫቲካን ይሕብር። ንኩሉ […]
- ካርዲናል ፓሮሊን፡ ምምራቕ ህንጻ ልኡከ መንግስቲ ዒራቕ 'ምልክት ተስፋ' እዩ! October 17, 2026ናይ ቅድስቲ መንበር ጸሓፊ ካርዲናል ፒየትሮ ፓሮሊን፡ ኣብ ቅድስቲ መንበር ናይ ሃገረ ዒራቕ ልኡከ መንግስቲ ሓድሽ ህንጻ ስነ ስርዓት ምረቓ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ እቲ ሓድሽ ሕንጻ ልኡከ መግንስቲ ዒራቕ “ምስቲ ኣብ መላእ ዓለም እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ውሕጅ ዘይምትእምማን” ኣዝዩ ዝጻረር “ምልክት ተስፋ” እንክብሉ ከም ዝገለጽዎ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ጸሎት መቝጸርያ ንዓለም ለኸ ተልእኮ ንቤተክርስትያንን ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳትን October 17, 2026ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ካቶሊካውያን ኣብ ዋዜማ መበል 100 ሕታም ዓለማዊ መዓልቲ ተልእኾ፡ ንዓለምለኻዊ ተልእኾ ቤተ ክርስቲያንን ንጥዕናን ሕውየትን ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ንምጽላይ ዕለት 17 ጥቅምቲ ኣብ ጸሎት መቝጸርያ ከም ዝሓበሩ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ካብ ቤት ሕክምና ጀመላ ናብ ቫቲካን ተመሊሶም October 17, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ካብ ሆስፒታል ጀመሊ ተፋንዮም ናብቲ ኣብ ሃገረ ቫቲካን ናብ ዝርከብ ሓዋርያዊ መንበሮም ከም ኣተመልሱን ሰንበት ዕለት 18 ጥቅምቲ ፍርቂ መዓልቲ ካብ ውሽጥን ወጻእን ዝመጹ መንፈሳውያን ነጋድያን ኣብ ዝተረኽብሉ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ጉባኤ ጸሎት መልኣከ እግዚኣብሔር ከምርሑ እዮም። ንኩሉ ኣንብብ
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ካብ ሆስፒታል ክፋነዉ እዮም October 17, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ሕክምና ኣብ ዝጸንሑሉ ሓምሻይ መዓልቲ ካብ ቤት ሕክምና ጀመሊ ክወጹ ከምዝኽእል ሓካይም ይገልጹ፣ ቤት ጽሕፈት ዜናን ክፍሊ ማሕተምን ቅድስቲ መንበር ድማ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ናብ ሃገረ ቫቲካን ክምለሱን ዕለት 18 ጥቅምቲ ካብ መስኮት ሓዋርያዊ መንበሮ ፍርቂ መዓልቲ ጸሎተ መልኣከ እግዚኣብሔር ከምርሑ ምዃኖም የረጋግጽ። ንኩሉ ኣንብብ
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ምስ ርእሰ ብሔር ሩስያ ናይ ስልኪ ርክብ ኣካይዶም October 17, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ምስ ርእሰ ብሔር ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ብስልኪ ኣብ ዘካየድዎ ርክብ "ብዛዕባ ኣብ ከተማ ኦለሽኪ፡ ኣብ ዞባ ከርሶን ዝርከብ ከቢድ ሰብኣዊ ኩነታት ዓሚቕ ስክፍታኦም" ብምግላጽ፡ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕ ንኽፍቀድ ድማ ተኹሲ ደው ክብል ይጽውዑ። ንኩሉ ኣንብብ
- ሊቀ ጳጳሳት ጋላገር፡ ሕልሚ ሰላም ህያው ንምግባር ዘተ ኣገዳሲ እዩ October 16, 2026ሊቀ ጳጳሳት ፖል ሪቻርድ ጋላገር ኣብ ለንደን The Tablet (ጽላት) እተአምየ ሰሙናዊ ዓለም ሓቆፍ ካቶሊካዊ መጽሔት ኣብ ዘዳለዎ ዓውደ ጉባኤ ተረኺቦም፡ ብዛዕባ ፍሉይ ተራ ስነ ሜላዊ ክሌኣዊ ርክብ ቅድስቲ መንበር ኣማእኪሎም ኣብ ዘቕረብዎ ኣስተንትኖ፡ ኣገዳስነት ዘተ፡ ኣህጉራዊ ሕግን ምሕላው ክብሪ ደቂ ሰባትን የጒልሑ። ንኩሉ ኣንብብ
- ቅድስቲ መንበር ስግረ-ሃገራዊ ገበን ንምምካት ኣህጉራዊ ምትሕብባር ክግበር ጸዊዓ October 16, 2026ሊቀ ጳጳሳት ዅዋን ኣንቶንዮ ክሩዝ ሴራኖ ሰብኣዊ ክብሪ፡ ልዕልና ሕግን ሓለዋ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ኣብ ምፍታሕ ገበናዊ መርበባትን የጉልሑ። ንኩሉ ኣንብብ
- ቅድስቲ መንበር፦ ምፍታሕ ኣጽዋር ንህንጸት ሰላም ኣገዳሲ ስለዝኾነ ክናዋሕ ኣይክእልን እዩ! October 16, 2026ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 81 ኣኼባ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኣብቲ ውድብ ቀዋሚ ተዓዛቢ ቅድስቲ መንበር ሰላም ንምህናጽ ኣጽዋር ምፍታሕ ከምዘድሊ ኣስተብሂሎም፡ ኣብ ካልእ ፍሉይ ሽማግለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘካየዶ ዓውደ ዘተ እውን ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ እውን ነቲ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ብድሆ ማለት ድኽነት ንምምካት ጥሜት ምጥፋእ ኣገዳሲ ምዃኑ የጒልሑ። ንኩሉ […]
- ር.ሊ.ጳ. 'ቀጻሊ ምምሕያሽ' የርእዩ ኣለዉ፡ ንሰራሕተይናታት ቤት ህክምና ጀመሊ ቅዳሴ ኣዕሪጎም October 16, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ሮማ ኣብ ዝርከብ ዓቢይ ቤት ሕክምና ጀመሊ ኣብ ዝጸንሑሉ ራብዓይ መዓልቲ፡ ዝገበርዎ ሓድሽ መርመራ ደምን ራጂ ኣፍልብን "ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታቶም ቀጻሊ ምምሕያሽ" ዘረጋግጽ ምዃኑ ሓኻይሞም ይገልጹ፣ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሓያሎ ኣባላት ሰራሕተይናታት ሕክምና ሆስፒታል ጀመሊ ዝተሳተፍዎ መስዋዕተ ቅዳሴ ከም ዘዕረጉ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ። ንኩሉ […]
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ንውድብ መግብን ሕርሻን ሕ.ሃ.፡ 'ምግቢ ምርግጋጽ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል እዩ' October 16, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ንዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መግቢ 2026 ናብ ውድብ መግብን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፡ መግቢ ከም ‘መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል’ ኣፍልጦ ክወሃቦ ጻውዒት ብምቕራብ፡ ዕለታዊ መግቢ ከም ‘መጋበርያ ውግእ’ ፈጺሙ ክውዕል ከምዘይብሉ ኣጽኒዖም፣ ማሕበረሰብ ዓለም ጥምየት ንምምካት ዘድሊ ‘ግብረ ገባዊ ድፍረት’ ከርኢ ይላበዉ። ንኩሉ ኣንብብ
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን ድሕሪ መጥባሕቲ ሕውየቶም 'ብንቡር ይቕጽል ኣሎ October 16, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ኣብ ሆስፒታል ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን፡ ዕለታዊ መርሓ ፍጻሜታቶም የሳልጡ ከም ዘለዉ ክንገር እንከሎ፡ ንግሆ ዝተገበረሎም ራጂ ኣፍልቦም "መጥባሕቲ ዝገበረሉ ሳንቡኦም ጽቡቕ ምሕዋይ" የርእይ ከምዘሎ ሓኪሞም ኣብ ዝሃቦ መግለጺ የረጋግጽ። ንኩሉ ኣንብብ
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን፡ 'ኣባይቲ ስድራ ኣብ ሕይወት ቤተ ክርስቲያን ብንጥፈት ይሳተፋ' October 15, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 መበል 10 ዓመት ዝኽሪ ናይ ፍቕሪ ሓሴት - Amoris laetitia ሓዋርያዊ ምዕዳን ምኽንያት ካብ ዕለት 7 – 14 ጥቅምቲ ናይ ምስራቕ ኣቢያተ ክርስቲያን መራሕትን ናይ ጳጳሳት ኣባይቲ ምኽሪ ኣበ መናብርትን ኣሳቲፉ ናይ ዝተኻየደ ዓውደ ኣኼባ ፍረ ዕዮ ክግምግሙ ምዃኖምን ኣባይቲ ስድራ ወትሩ ኣብ ሕይወትን ተልእኾን ናይ ከባቢያዊት ቤተ ክርስቲያን […]
