Recent Posts
- መልእኽቲ በዓል ፋሲካ 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ
- ፍኖተ – መስቀልን ካልእ ጸሎታትን
- ንግደት፡ ቅዱስ ቦታታትን፡ ስርየት ሓጢኣትን
- እንሄኹ ባርያ እግዚኣብሔር – ስብከት ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ኣብ ክብረ በዓል እኖና ኪዳነ ምሕረት ኣስመራ 23-02-2025
- መደብ ሥርየት ኃጢኣት ንዓመተ ኢዮቤል 2025
- መልእኽቲ በዓለ ልደት 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም
- ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ 25 ሕዳር 2024
- Ordinary General Assembly of the Synod of Bishops Second Session (2-27 October 2024)
- ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ 12 ሕዳር 2024
- A synodal approach to human mobility
Archives
Vatican News – ትግርኛ
- ዓሰርተታት ኣሽሓት ኣብ ቬትናም ናብ መካነ ንግደት ማርያም June 5, 2025ንመዕጸዊ ማርያማዊ ወርሓ ግንቦትን ንበዓል ጴንጠቆስጠ ንምድላውን፡ ካቶሊካውያን ካብ ሃገረ ስብከት ዳ ናንግ ቬትናም ናብቲ ማርያም ኣብ ዘገልጸትሉ ስፍራ ዝተሃንጸ ማርያማዊ መካነ ንግደት ከም ዝነገዱ ዜና ቫቲካን ፊድስ ኣገልግሎት ዜና ጠቒሱ የመላኽት። ንኩሉ ኣንብብ
- ሰብ ሞያ መራኸቢ ብዙሃን ካቶሊክ ኬንያ ዓለም ለኸ መዓልቲ መራኸቢ ብዙሓን የብዕሉ June 5, 2025ኣብ ናይሮቢ ዝርከባ ካቶሊካውያን ማዕከናት ዜና፣ ዕለት 1 ሰነ ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መራኸቢ ብዙሓን፣ ዓለም ሓያል መልእኽቲ ሓድነትን ርህራሄን ተስፋን ዘድልያ ምዃኑ ብዘረጋግጽን ዘቃልሕን መደባት ተሰንዩ ተዘኪሩ ከም ዝወዓለን እቲ መደብ ካብ ዝተፈላለያ ካቶሊካውያን ማዕከናት ዜና ኣብ መላእ ከተማን ኪኖኡን ዝመጹ ወከልቲ መራኸቢ ብዙሃን ዘራኸበ ኮይኑ፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ብስነ ኣሃዝ እተራቀ ዘመን መራኸቢ ብዙሓን […]
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ምስ ናይ ሩስያ ርእሰ ብሔር ፑቲን ብተሌፎን ዘካየድዎ ርክብ June 5, 2025ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ምስ ናይ ሩሲያ ርእሰ ብሔር ቭላድሚር ፑቲን ብተሌፎን ከም እተራኸቡን ቅዱስነቶም ሩስያ ንሰላም ዝድግፍ ስጉምቲ ክትወስድ ብምሕታት ኣገዳስነት ዘተ ከም ዘጉልሑ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ቅድስቲ መንበር፦ መንእሰያት ተመራመርቲ ናብ ዕምቈት ህዋ ይጥምቱ June 5, 2025ብዕለት 1 ሰነ 2025 ናይ ተቅዋም ሥነ ህዋ፣ ነቲ ውሩይ ናይ ክረምቲ ሥልጠና ጀሚሩ። ካብ 22 ሃገራት እተመርጹ 24 መንእሰያት ተመራመርቲ ሥነ ከዋኽብቲ፣ ኣብቲ “James Webb Space Telescope” ብ2021 ካብ ዚጅምር ኣትሒዙ ዘዳለዎ ሓድሽ ርኽበታት ብምትኳር፣ ኣብ ትሕቲ እቲ "ንህዋ ብጄምስ መርበብ ቴለስኮፕ ጠፈር ምዕዛብ - እተን ናይ መጀመርታ ሰለስተ ዓመታት" ብዝብል ኣርእስቲ ንኣድማስ ንምድህሳስ […]
- ካርዲናል ፓሮሊን፦ 'ዘይውዳእ ውግእ፣ ዘይከኣል ሰላም የለነን' June 5, 2025ብፁዕ ካርዲናል ፒትሮ ፓሮሊን ምስታ "ላ ስታምፓ" ዝተሰምየት ናይ ኢጣልያ ዕለታዊት ጋዜጣ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መሕትት፣ ቅ ድስቲ መንበር ንሰላም ዘለዋ ነቕ ዘይብል ቈራጽነት ገለጹ፣ ውግእ ንቡር ከይከውንን ዕጥቃዊ ውግእ ክውገድ ዘይከኣል ኢዩ ብዛዕባ ዝብል ግምታት ድማ ኣጠንቀቑ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር. ሊ. ጳ. ፦ ትርጕም ህይወት ንምርካብ፣ ናብ ኣምላኽ ተመልሱ June 4, 2025ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብቲ ሰሙናዊ ናይ ዕለተ ረቡዕ ሓፈሻዊ ኣስተምህሮ ተምህርተ ክርስቶስ፣ ኣምላኽ ንጽውዓኡ ምላሽ ንምሃብ ክሳዕ ክንደይ ደንጒና ኸም ዘለና ብዘየገድስ፣ ብኽፉት ኣእዳው ከም ዚጽበየናን ከምኡውን ንመንእሰያት ኣብ ሃብዎ ምሕጽንታ ትርጕም ህይወት ኪረኽቡ እንተ ሊኹም፣ ኣምላኽ ክገልጸልኩምን ፈጺሙ ኸም ዘየጕህየኩም ዘክሩ ክብሉ ተላበውዎም። ንኩሉ ኣንብብ
- ር. ሊ. ጳ. ንውርሒ ሰነ ዘቕረብዎ ሓሳብ ጸሎት 'ዓለም ኣብ ርሕራሐ ምእንቲ ኽትዓቢ' June 4, 2025ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ንወርሒ ሰነ ኣብ ዘቕረብዎ ሓሳብ ጸሎት፣ ኩልና ምእመናን "ነፍሲ ወከፍና ምስ ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሕታዊ ርክብ ምእንቲ ኺህልወናን፣ ካብ ልቡ ምጽንናዕ ምእንቲ ኽንረክብን ንዓለም ድንጋጸ ምእንቲ ኽንመሃርን" ክንጽሊ ብምዕዳም፣ ናይ መጀመርታ ወርሓዊ ሓሳብ ጸሎት ኣካፈሉ። ንኩሉ ኣንብብ
- ኣብ ልዕሊ እቶም ሓገዝ ዝጽበዩ ዝነበሩ ፍልስጤማውያን እስራኤል ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ June 4, 2025ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ፍልስጥኤማውያን ተቐማጦ ከተማ ራፋህ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዝጽበዩሉ ዝነበሩሉ እዋን ካብ ወተሃደራት እስራኤል ብዝተፈነወ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 24 ፍልስጤማውያን ከም ዝተቐትሉን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ድማ ከም ዝቖሰሉ ዜና ቫቲካን ምንጭታት ሓበሬታ ፍልስጥኤም ጠቒሱ የመላኽት። ንኩሉ ኣንብብ
- ኣብ ኬንያ ደናግል በነዲክታውያን ብሰንኪ ዓመጽ መሳለጥያታተን ይዓጽዋ June 4, 2025ኣብ ኬንያ ድሕሪ መቕተልቲ ክልተ ካህናት ኣብ ጎልጎል ኬሪዮ፡ ኣባላት ማሕበር በነዲክታውያን ልኡካነ ወንጌል ደናግል ቅዱስ ልቢ ኣብቲ ዞባ ዝርከብ ኣገልግሎት ዝህባሉ ኣባይቲ ከም ዝዓጸዋ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- "ዓለም ሓቆፍ ስእላዊ ግጥሚ"፡ ቃላትን ምስልታትን ከም ድልድል ሰላም June 4, 2025ናይ ባህልን ትምህርትን ጉዳይ ዝከታተል ናይ ቅድስቲ መንበር ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈት ክሳብ ዕለት 20 ሰነ ዝጸንሕ ኣብ መንጎ 1950 ዓ.ም.ን 1980 ዓ.ም.ን ምስ ዓመተ ኢዮቤል ተስፋ 2025 ዓ.ም. ዘራኽብ ምርኢት ስርሓት ኣሳእልን ቅብእን የአንግድ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14፡ ናይ ብዙሓት ካብ ኢጣልያ ናብ ኣሜሪካ ዝተሰዱ መለለዪ ካቶሊካዊ እምነት June 4, 2025ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ዕለት 4 ሰነ ናይ ዕለተ ረቡዕ ሓፈሻዊ ኣስተምህሮ ትምህርተ ክርስቶስ ቅድሚ ምልጋሶም ንሃገራዊ ኢጣሊያ ኣሜሪካ ማሕበር ሰብ ኣባላት ተቐቢሎም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ናይ ብዙሓት ካብ ኢጣልያ ናብ ኣሜሪካ ዝተሰዱ መለለዪ ካቶሊካዊ እምነቶም ምንባሩ የስተብህሉ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ንብጹእ ኢዩሊዩ ሆሱ ናይ ተስፋ ነብዪ እንክብሉ ይገልጽዎም June 3, 2025ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ብጹእ ኢዩሊዩ ሆሱ፣ ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ንኣይሁዳውያን ካብ ሕልቅት ንምድሓን ዝገበሮ ውፉይ ናይ ምልክኻል ተግባራቱን ኣብ ትሕቲ ስርዓት ዴስነት ዝነበሮ ተባዕ እምነትን ይዝክሩ። ንኩሉ ኣንብብ
- ቺካጎ ምርጫ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ከተብዕል ትዳሎ June 3, 2025ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ እተወለዱላ ርእሰ ሰበኻታት ቺካጎ ኣብ ዝርከብ ናይታ ቅዱስነቶም ዝድግፍዎ ዝነበረ ናይ ቺካጎ ናይ ኲዕሶ እግሪ ኣመሪካ ጋንታ ዋይት ሶክስ ናይ ስፖርት ሜዳ፣ ሕይረቶም ንምጽንባል ዝተፈላለየ መደብ ክእንገድ ምዃኑ ዜና ቫቲካን ናይ ቺካጎ ርእሰ ሰበኻታት መግለጺ ጠቒሱ የመላኽት። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ንዶክተር ካርቦነ ዋና ኣመሓዳሪ ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ቫቲካን እንክብሎ June 3, 2025ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ውሽጢ ግዝኣት ሃገረ ቫቲካን ናይ ዝርከብ ህዝባዊ ጽሬትን ጥዕናን ዝከታተል ቤት ጽሕፈት ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ኮይኑ ከገልግሉ ዝጸንሐ ዶክተር ሉዊጂ ካርቦነ ናይ ሃገረ ቫቲካን ጥዕናን ጽሬትን ጉዳያት ቤት ጽፍሐት ዋና ኣመሓዳሪ እንክብሉ ከም ዝሰመይዎ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምንመግለጺ ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ውግእ እናቀጸለ ክንሱ ዩክረይን ሩስያን ዘካይድዎ ዘተ ንሰላም June 3, 2025ክየቭ ንሩስያ ብደብዳብ ንፈርቲ ድሕሪ ምውቅዓ፣ ሩስያ ኣብ ዩክረይን መጥቃዕቲ ኸም ዘውረደት ዚገልጽ ሓድሽ ጸብጻብ እኳ እንተሃለወ፣ ኣብ ኢስታንቡል ቱርኪ ኣብ መንጎ ዩክረይንን ሩስያን እተገብረ ኻልእ ናይ ሰላም ዘተ ተጀመረ ። ንኩሉ ኣንብብ