Yearly Archives: 2020

11 መስከረም 2020 ፩ መስከረም ፳፻፲፫ “ናብ ፈተና ኣይተእትወና፣ ካብቲ ክፉእ ደኣ ኣድኅነና” ክቡራትን ክቡራንን ሕዝበ እግዚኣብሔር “ጸጋ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ፍቕሪ ኣምላኽን ኅብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኲልኻትኩም ይኹን” (2ቆሮ 13:13)። ኣብዚ እንጅምሮ ዘሎና ግእዛዊ ሓዲሽ ዓመት ፳፻፲፫ ከም ኣርእስቲ መልእኽተይ ነቲ መድኃኒና ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንሓዋርያቱ ጸሎት ክምህሮም ከሎ […]
መልእኽቲ ሓድሽ ዓመትን ሓንሰ መስቀለ ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ

ምሕረትን ውርደትን ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮስ
ምሕረትን ውርደትን ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮስ

መልእኽቲ በዓለ ፋሲካ 2020 ካብ ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም እግዚኣብሔር ብርሃነይን ምድኃነይን እዩ፣ ካብ መን ደኣ እየ ዝፈርሆ? ክቡር ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን እትርከብ ሕዝበ እግዚኣብሔር፣ ሰላምታን፣ ሓደጋ ለበዳ ኮሮናቫይሩስን ቅድሚ ኩሉ፣ ኣብዚ መላእ ዓለም ብተላጋቢ ሕማም ኮሮናቫይሩስ ተናዊጹሉ ዘሎ እዋን፣ “ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋን ሰላምን […]
መልእኽቲ በዓለ ፋሲካ 2020 ካብ ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም

መልእኽቲ በዓለ ፋሲካ 2020 ካብ ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም
መልእኽቲ በዓለ ፋሲካ 2020 ካብ ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም

ሓዋርያዊ መልእኽቲ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ 2020
ሓዋርያዊ መልእኽቲ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ 2020

መበል 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል ርኣድባራት ኪዳነ ምሕረት ኣሥመራ
መበል 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል ርኣድባራት ኪዳነ ምሕረት ኣሥመራ

ጸብጻብ ኣከባብራ ዝኽሪ ወርቃዊ ኢዮቤል ሕንጻ ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራትንዓመታዊ ክብረ በዒል ኪዲነምሕረትንኣሥመራ 24 የካቲት 2020 ወይ ድማ ብግእዚዊ ኣቆጻጽራ 16 የካቲት 2012፡ ዒመታዊ ክብረ በዒል ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ኪዲነ-ምሕረት ኢዩ ነይሩ። ናይ ሎሚ ዒመት ክብረ በዒል ፍሉይ ዜገበሮ ግና፡ ዜኽሪ ወርቃዊ ኢዮቤል እታ ሕንጻ ቤተክርስትያን እውን ስለ ዜነበረ ኢዩ። እዚ […]
ዝኽሪ ወርቃዊ ኢዮቤል ሕንጻ ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራትን ዓመታዊ ክብረ በዒል ...

ወርቃዊ ኢዮቢልዩ ርእሰ ኣድባራት ኪዳነምሕረት 02/2020 ክቡራን ካህናት፡ ፍቁራት ኣብ ኣፍሪቃን፡ ኤውሮጳን ኣመሪካን ማእከላይ ምብራቕን ኣውስትራልያን ኒዩ ዘላንድን እትርከቡ ካቶሊካውያን ምእመናን፥ ኣቐዲመምኣብ ዘሎኹም ኣሊኹም ምስ ቅዱስ ጳውሎስ ኮይነ፣ “ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን” (ሮማ 1:2) ብምባል ልባዊ ሰላምታይ ኣቕርበልኩም። ብምቕጻል ከኣ ብዕለት 24 የካቲት […]
ወርቃዊ ኢዮቢልዩ ርእሰ ኣድባራት ኪዳነምሕረት 02/2020

ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ 2020
ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ 2020

“ወዲ ሰብ ምስ መጸ፣ እምበርዶ ኣብ ምድሪ፣ እምነት ክረክብ እዩ?” በዓለ ልደት፡ ፳፰ ታኅሣሥ ፳፻፲፪ (7 ጥሪ 2020) ፍቁር ሕዝበ እግዚኣብሔር፡ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ወትሩ ከድኅነና ዝመጽእ ኣምላኽ እዩ። ዝመጸና ከኣ በቲ ሥጋና ለቢሱ ሰብ ዝኾነ ካብ ድንግል ማርያም ዝተወልደ መድኃኒና ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ እዩ። ኣብዚ እነብዕሎ ዘሎና በዓለ ልደት […]