
ብተስፋ በርትዑ – ሓዋርያዊት መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንዚርከቡ ካቶሊካውያን ምእመናን ደቂ-ሃገርን፤ ንዅሎም ሰብ ጽቡቅ ድላይን ዝተጻሕፈ ነሓሰ 2004 መባእታ 1. * ብፍቓድ እግዚኣብሔርን፣ ብሥምረት መንበረ-ጴጥሮስን፥ * ናይ’ታ ኣብ ኤርትራ ዘላ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ጓሶት ካብ ዝኾኑ ጳጳሳት * ካብ’ዛ ሃገር ተበጊሶም ኣብ ኵለን ሃገራት ናብ ዘለዉ ካቶሊካውያን […]