Recent Posts
- መልእኽቲ በዓል ፋሲካ 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ
- ፍኖተ – መስቀልን ካልእ ጸሎታትን
- ንግደት፡ ቅዱስ ቦታታትን፡ ስርየት ሓጢኣትን
- እንሄኹ ባርያ እግዚኣብሔር – ስብከት ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ኣብ ክብረ በዓል እኖና ኪዳነ ምሕረት ኣስመራ 23-02-2025
- መደብ ሥርየት ኃጢኣት ንዓመተ ኢዮቤል 2025
- መልእኽቲ በዓለ ልደት 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም
- ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ 25 ሕዳር 2024
- Ordinary General Assembly of the Synod of Bishops Second Session (2-27 October 2024)
- ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ 12 ሕዳር 2024
- A synodal approach to human mobility
Archives
Vatican News – ትግርኛ
- ናይ ደቡብ ሱዳን ካርዲናል ኣመዩ: ' ጠበቓናን ኣቦናን ስኢንና! April 24, 2025ኣብ ደቡብ ሱዳን ናይ ጁባ ሊቀ ጳጳሳት ካርዲናል ኣመዩ ምስ ዜና ቫቲካን ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት፣ ብዛዕባ ዕረፍቲ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዝተሰምዖን ሓዘን ኣብ ዓለም ሓቆፍ መድረኽ ኣብታ እትሳቐ ዘላ ሃገሮም ሰላምን ዘተን ክረጋገጽ ዘቕረብዎ ጻውዒት፣ ኣብዚ ጉዳይ እዚ እውን እንኮ ድምጺ ምንባሮም የስተንትኑ። ንኩሉ ኣንብብ
- ካርዲናል ሆለሪኽ፡ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮስ ኣቦን ህያው ኣብነትን እዮም ነይሮም April 24, 2025ካርዲናል ዣን - ክላውደ ሆለሪኽ ንነፍሰሄር ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮን ከምኡውን ብፍላይ ምስ ሲኖዶስ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ብእተተሓሓዘ ንኵላዊት ቤተ ክርስቲያን ዝሐድግዎ ውርሻ ይዝክሩ። ንኩሉ ኣንብብ
- ኣሊስተር ዱተን፡ እቲ ዝዓበየ ውርሻ ነፍሰሄር ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ' ሓቅነቱን ፍቕሪ ንዝደኸዩ!’ April 24, 2025ናይቲ ናይ ዝተፈላለያ ካቶሊካውያን ማሕበራት ግብረ ሰናይ ዝጥርንፍ ብካሪታስ ኢንተርናዚዮናሊስ ዝጽዋዕ ናይ ኵላዊት ቤተ ክርስትያን ጳጳሳዊ ማሕበር ግብረ ሰናይ ዋና ጸሓፊ ኣሊስተር ዱተን ምስ ዜና ቫቲካን ኣብ ዘካየዶ ቃለ መሕትት ናይ ነፍሰሄር ር.ሊ,ጳ. ፍራንቸስኮ ዓቢይ ተዋዛይነቶምን ማሕበራውን ከባቢያውን ፍትሒ ክረጋገጽ ዝገበርዎ ጽኑዕ ጎስጓስ ይዝክር። ንኩሉ ኣንብብ
- ካርዲናል ኣምቦንጎ፡ ፍራንቸስኮ ኣፍሪቃ ንክብርን ፍትሕን ክትወፈ ኣተባቢዖምዋ እዮም April 23, 2025ኣብታ ኣብ 2023 ዓ.ም. ነፍሰሄር ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዝበጽሕዋን ንጊልያነት “ቝጠባዊ መግዛእቲ” ኣብ ዝኾነኑላን ሃገር ደሞክራሲያዊት ረፓብሊክ ኮንጎ ርእሰ ከተማ ኪንሻሳ ሊቀ ጳጳሳት ካርዲናል ኣምቦንጎ ብዛዕባ ዕረፍቲ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣማእኪሎም ምስ ዜና ቫቲካን ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት፣ "ፍትሕን ዓለምለኻዊ ሰላም ዚድግፍ ንድኹማት ዜተባብዕ ዘይሕለል ድምጺ” ኣንክብሉ ይዝክርዎም። ንኩሉ ኣንብብ
- ናይ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ቅርያት ናብ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ግዒዙ April 23, 2025ናይ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ቅርያት ካብ መንበሪኦም ቅድስቲ ማርታ ህንጻ ካብ ዝርከብ ቤተ ጸሎት ናብ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ግዒዙ፣ ምእመናን ክሳብ ዕለት 26 ቀዳም ስነ ስረዓት ቀብሮም ዝፍጸም ክበጽሕዎምን ኣኽብሮቶምን ፍቕሮምን ንኽገልጹሎም ኣብኡ ከጸንሕ እዩ። ንኩሉ ኣንብብ
- ሓዘን መልእኽቲ ብፁዕ ሊቀ ጳጳሳት ኣቡነ መንግስተኣብ ተስፋ ማርያም ብምስም ጉባኤ ጳጳሳት ኤርትራ April 22, 2025ብፁዕ ሊቀ ጳጳሳት ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ጉባኤ ጳጳሳት ኤርትራን ሊቀ-ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዘበኤርትራን፣ ብምኽንያት ዕረፍቲ ቅዱስ ኣቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ ዝተሰምዓ ሓዘን ሕዝብ ኣምላኽ ዘለዎም ቅርበትን ንምግላጽ፣ ናብ ዋና ጸሓፊ ቅድስቲ መንበር መልእኽቲ ሓዘን ልኢኾም። ንኩሉ ኣንብብ
- ቅርያት ር.ሊ.ጳ. ክሳዕ ቀዳም ንግሆ ሥርዓተ ቀብሪ ዝፍጸመሎም ኣብ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ክጸንሕ ኢዩ April 22, 2025ቅርያት ናይቶም ዝዓረፉ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ ክሳዕ ቀዳም ዕለት 26 ሚያዝያ ንግሆ ኣብ ብዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ንፈነወን ንምብጻሕ ምእመናን ግሉጽ ክኸውን ኢዩ፣ ጽባሕ ረቡዕ ድማ ካብ ቤተጸሎት ቅድስቲ ማርታ ናብ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ክሰጋገር ኢዩ። ንኩሉ ኣንብብ
- መንፈሳዊ ለበዋ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ April 22, 2025እቲ ብ29 ሰነ 2022 እተጻሕፈ መንፈሳዊ ለበዋ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ ተሓቲሙ ወጺኡ ኣሎ፣ እዚ ድማ ኣብ ባዚሊካ ቅድስተ ማርያም ዓቢይ ክቕበሩ ከም ዝደልዩ ዝሕብር ኢዩ። ንኩሉ ኣንብብ
- ብፁዕ ካርዲናል ፋረል፣ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ ከም ዝዓረፉ ወግዓዊ ሥነ-ስርዓ ፈጺሞም April 22, 2025ብፀዕ ካርዲናል ኬቨን ፋረል ዓቃቤ ቅድስት መንበር ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን፣ ነቲ ትማሊ ሰኑይ ምሸት ኣብ ቤት ጸሎት ቤተ ኣጋይሽ ቅድስቲ ማርታ እተኻየደ ሥነ ስርዓተ ምርግጋጽ ዕረፍቲ ቅዱስነቶምን ሥርዓት ምንባር ዓስከሬኖም ኣብ ሳጹንን መሪሖም። ንኩሉ ኣንብብ
- ር. ሊ. ጳ. ብሰንኪ ወቕዒ ዙረት ደምን፣ ዘይምለስ ድኻም ልብን ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ April 22, 2025ኣመሓዳሪ ክንክን ጥዕናን ጽሬትን ሃገረ ቫቲካን ዶ/ር ኣንድረያ ኣርካንጀሊ ብዛዕባ ዕረፍቲ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ ወግዓዊ መግለጺ ሕክምናዊ ጸብጻብ ኣውጽአ፣ እዚ ጸብጻብ እዚ ብሕክምናዊ መሳርሒ መርመራ ልቢ እተረጋገጸ ምዃኑ ውን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ክሳብ ሓድሽ ር.ሊ.ጳጳሳት ዝመርጹ ማዓጹ ጳጳሳዊ ቤት ጽሕፈትን መንበሪ ቤቶምን ተዓሺጉ April 22, 2025ኣብታ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዝዓረፉላ ምሸት ዕለት 21 ሚያዝያ ዕረፍቶም ናይ ምርግጋጽን ቅሪቶም ኣብ ሳንዱቕ ናይ ምእታውን ኣብ መንበሪኦም ቅድስቲ ማርታ ህንጻ ኣብ ዝርከብ ቤተ ጸሎት ናይ ምቕማጥን ስነ ስርዓት ከም እተፈጸመ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ፦ ሞት ናይ ኩሉ ነገር መደምደምታ ዘይኮነስ ሓድሽ ጅማረ እዩ! April 22, 2025ካብ ዝመጽእ ዘሎ ዕለት 24 ሚያዝያ 2025 ዓ.ም. ኣብ ኣባይቲ መጻሕፍት እትዝርጋሕ ብናይ ሚላኖ ልሂቅ ሊቀ ጳጳሳት ካርዲናል ኣንጆሎ ስኮላ፣ “ምጽባይ ሓድሽ ጅማረ፡ ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ዘመን ዕድመ ዝርከብ ወለዶ" ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ዝደረስዎ ብቤት ማሕተም ቫቲካን ዝተሓትመ መጽሓፍ መቕድም ብነፍሰ - ሄር ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዝተደርሰ ከምዚ ዝስዕብ ነቕርበልኩም። ንኩሉ ኣንብብ
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኡርቢ ኤ ኦርቢ ንዅሉ ዓመጻ ማለት ካብ ጋዛ ኽሳዕ ሳሀል ኬቋርጽ ጸለየ April 21, 2025ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ትማሊ ኣብ በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ መወዳእታ መልእኽቶም ቅድሚ ሓደ መዓልቲ ቀቅድሚ ዕረፍቶም፣ ነቲ ናይ በዓል ትንሳኤ “ንከተማን ንዓለምን ዝተሰምየ” ፍሉይ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም፣ ሎሚ ዕለት 21 ሚያዝያ 2025 ወጋሕታ ድማ ናብ ሰማያዊ ቤት ኣቦ ተሳጊሮም። ኣብ መልእኽቶም ቅዱስ ኣቦና ኣብ መላእ ዓለም ሰላም ምእንቲ ክሰፍን ዓለምለኻዊ ምርጋፍ ኣጽዋር […]
- ናይ ምሕረት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት April 21, 2025ርእሰ ዓንቀጽ ዜና ቫቲካንን ቫቲካን ዜናንን ዋና ኣሰናዳኢ ኣንድረያ ቶርኒየሊ (Andrea Tornielli) ብምኽንያት ዕለት 21 ሚያዝያ ንግሆ ሰዓት ሸውዓተን ፈረቓን ዕረፍቲ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣማእኪሉ ኣብ ዘቕረብዎ ርእሰ ዓንቀጽ፣ ናይ ቅዱስ ኣቦና ናይ 12 ዓመት ሓዋርያዊ ኣገልግሎቶም ሕመረት የጒልሕ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ፣ እምነት ፋሲካ ነቲ ዝተንስአ ጎይታ ብተስፋን ብሓጎስን ክንደልዮ ይድርኸና! April 21, 2025ንኩሉ ኣንብብ